ኣብ ማሕበራዊን ባህላዊን ህየባ ምስታፍ

Antrag herunterladen
Sprache auswählen
እዚ እንታይ እዩ?
እዚ ድጋፍ ቈልዑን መንእሰያትን ብሓባር ኣብ ክለባት ስፖርት ንጡፋት ክኾኑን, መሳርሒ ሙዚቃ ክመሃሩን ናብ ካምፕ በዓላት ክዛወሩን
ኣብ ወከፍ ወርሒ ከከምይ ዝንባለኻ እትትቀመሉ ሓገዝ ክወሃበካ እዩ። ንኣብነት

– ንጥፈት ኣብ ናይ ስፖርት ክለብ
– ቤት-ትምህርቲ ሙዚቃ
– ተሳታፍነት ኣብ
· ናይ በዓል ካምፕ
· ናይ በዓል ፕሮግራም፡
· ዝተመርሀር ናይ ቤተ-መዘክር ዑደት ወይ ናይ ምቕባእ ኮርስ፡
· ናይ ትያትር ፕርፕጀክት
· ካልእ ናይ ጉጅለ ንጥፈት
ንመን እዩ ዝኽፈል
ን ቈልዑን ትሕቲ 18 ዝዕድሜኦምን መንእሰያት።
ክንደይ እዩ ዝኽፈል
– € 15 € ወርሓዊ
(እንድሕሪ እቲ ተዋጽኦ ወርሓዊ ክትከፍል ደሊኻ)
ወይ ድማ በዚሑ ተተባህለ
– € 180 ዓመታዊ
(እንድሕሪ ንንጥፈታትካ ዋን ኦፍ መጠን ክትከፍል ደሊኻ ንኣብነት ዓመታዊ ተዋጽኦ ወይ ዋጋ ካምፕ ምዝንጋዕ ).
ብኸመይ እዩ ዝዓዪ?

ክለብ ስፖርት ምዃኑ ኣየገድስን እዩ። ጊታር ምምሃር፡
ካምፕ ምዝንጋዕ ወይ ካልእ ንጥፈት ምስታፍን ምዝንጋዕን ምስ ብጾትካ

ግበር Pro Arbeit ኣብ ከይ ዝበለ ውሳነ ከም ዝገብርካ ክፈልጥ ክትሳተፍ ኣብ

ስለዚ ድማ ነዝ ቅጥዒ ወሲድካ SOZIALE & KULTURELLE TEILHABE (ማሕበራውን ህላዊን ሱታፌ)። ወለድካ ነቲ ናይ ቅድሚት ገጽ ይመልእዎ

እቲ ክለብ, ትምህርቲ ሙዚቃ ወይ ኣዳላዊ ነቲ ንይድሕሪት ገጽ ክመልኦ ኣለዎ Pro Arbeit ወለዲ መኣስን ክንደይን ክኸፍሉ ከም ዘለዎም ይፈልጥ እዩ

እቲ ዝተመልአ ቅጥዒ ክለኣኽ ይግባእ ና ብPro Arbeit። ኩሉ ነገር ክረጋግጽዎ እዮም ወለድኻ ምልክታ ክመጾም እዩ እቲ ሓገዝ ናብ ወለድኻ ክዛወር እዩ

ንእግረ መንገድና
ዋላ እቶም ካባና ዝነኣሱ እውን ሓገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም ንኣብነት እንድሕሪ ኣብ ጒጅለ ጸወታ ምስ ወለዶም ክትሳተፍ ወይ ናይ ምሕንባስ ምህሮ ክትወስድ ደሊኻ

ኣይትረስዕ
– ምልክታ ካብ Wohngeldstelle [5(ቤት ጽሕፈት ሓገዝ ኣባይቲ)
– ምልክታ ካብቲ Familienkasse (ቤት-ጽሕፈት ሓገዛት ስድራቤት) (Kinderzuschlag)
– ምስክር ወረቐት ኣባልነት፡ መረጋገጺ ምዝገባ ወይ ቅብሊት