መጓዓዝያ ቤት ትምህርቲ

Antrag herunterladen
Sprache auswählen
እቲ ዝኽፈል እንታይ እዩ?
ዋጋታት ጒዕዞ ቤትትምህርቲ – Schülerticket Hessen.
ንመን እዩ ዝኽፈል
ን ]ዕድሜኦም 25 ወይ ትሕቲኡ ዝኾነ
–ናብ ሓፈሻዊ ወይ ሞያዊ ቤት ትምህርቲታት ዝኸዱ,
– ናይ ትምህርቲ ሓገዝ ዘይረኽቡ ወይ Schüler-BAföG ሓገዝ
– ብህዝባዊ መጓዓዝያ እንድሕር ዝጥቀሙ ኮይኖም (ብኣውቶቡስ ወይ ባቡር),
– እንድሕር kvgOF | Kreisverkehrsgesellschaft Offenbach mbH ዋጋታት ክኸፍለልካ ሓላፍነት ዘይወስድ ኮይኑ።

ክንደይ እዩ ዝኽፈል
እቲ Schülerticket i ብምልኡ
ብኸመይ እዩ ዝዓዪ?

እንድሕሪ ግዱድ ናይ ምሉእ ግዜ ትምህርትኻ ኣቐዲምካ ዛዚምካ ኣሎኻ፡ ማለት ኣብ መል 11 ዓመት ወይ ተመሳሳልሊ ክፍሊ ዘሎኻ ኴንካ ብኣውቶቡስ ይ ባቡር ትጐዓዝ ኴንካPro Arbeit ክኸፍለልካ ይኽእል እዩ Schülerticket ምሉእ ዋጋ

ነዚ ዘድልየካ ነቲ ቅጥዒ ምምላእ SCHÜLERBEFÖRDERUNG (መጓዕዝያ ቤት ትምህርቲ)። ወለድኻ ናይ ትምህርቲ ምስክር ወረቐትካ ኣእትዮም ይስደድዎ። ንኽልቲኣቶም ናብ ስደዶም Pro Arbeit።

ብኸመይ እዩ ዝዓዪ?

ንዂሉ ከረጋግጽዎ እዮም። ወለድኻ ምልክታ ክመጾም እዩ። እዚ ዘጠቓልል እዩ Schülerticket ካብ Pro Arbeit.

ዝተፈልየ ፍታሕ ኣብ ፍሉይ ኲነታት ጥራይ እዩ ዝከኣል።

እዚኣቶም ኣቐዲምካ ምስ ዝምልከቶም ሰባት ናብ ክቐርቡ ዘለዎም እዮም Bildung und Teilhabe።

ኣይትረስዕ:
– ምስክር ወረቐት ትምህርቲ
– ኣስተውዕል ኢኻ Wohngeldstelle (ቤት ጽሕፈት ሓገዝ ኣባይቲ)
– ምልክታ ካብ Familienkasse (ቤትጽሕፈት ሓገዝ ስድራቤት) (Kinderzuschlag)